ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ናይ መላእ ሕብረተሰብ ሓገዝ ይሓትት – ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ 14 ሚያዝያ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮረና ንምክልኻልን ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምቅላልን ሓገዝ መላእ ሕብረተሰብ ዝሓትት ምዃኑ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ቢሮ ብዛዕባ ዝግበር ሓገዝ ኣመልኪቱ ናብ ኩለን ቤት ፅሕፈታት ዞባታት፣ ወረዳታትን ከተማታትን…