ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ በቢመዓል ለውጢ እናርአየት ትርከብ – ኣምባሳደር ዴንማርክ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ውቁብ ምስሊ ዘላብሱዋ ለውጢታት በቢመዓልቱ እናመዝገበት ትርከብ ክብሉ ሕፁይ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሮፕ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘርአየቶ ቆራፅነት÷ ንፁህን ምቹውን መንበሪ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕን ተሸምቲ ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ነቲ ሹመት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑዎ። በዚ ድማ፡-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ክንጥቀም ኢና – ሰብ ሃፍቲ ቻይና Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምፍራይ ወታደራዊ ክዳውንቲ፣ ጫማ፣ ኮፍያ፣ መከላኸሊ ጥይት ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ጂሗ ግሩፕ ቻይና ተዛቲዩ ። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ መፍረያይ ሓይሊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ናብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። ኣይተ ኣደም ኣሶሳ ዝኣተዉ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ…
ስፓርት ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ መጥቃዕቲ ዓይኑ ዝተጎድአ ኣትሌት ንሕክምና ናብ ወደ ህንዲ ቼናይ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘይተፈለጡ ሰባት ብዝበፅሖ መጥቃዕቲ ፀጋማይ ዓይኑ ልዑል ጉድኣት ዘጋጠሞ ኣትሌት ሰውመሆን ኣንተነህ ንካልኣይ ዙር ሕክምና ናብ ህንዲ ከተማ ቼናይ ኣምሪሑ፡፡ እቲ ኣትሌት ንካልኣን ናይ መወዳእታን ዙር ሕክምና መጥባሕቲ ዓይኒ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሃመድ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ። ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ሺንትስ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ደቡብ ኮሪያ ዝኾነ ሺንትስ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሳልጦ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ውሽጢ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ንምብፃሕን ኢኮኖሚና ንምጥንኻርን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…