ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ደቡብ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ደቡብ ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ጀሚሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ መዓልቲ 96 ሰባት ከምዝምርምር ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ግልጋሎት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ። ተርሚናልን ወደብን ሞጆ መብዛሕትኦም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉን ዝመፅኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዚ እውን ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝብና ናይ ኩሎም መደባትና እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ -ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ናይ ኩሎም መደባት እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ህዝቢ ትግራይ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ቫይረስ ኮረና ንምሽናፍ ዓቕሚ ይኹን ተሞክሮ ኣለዎ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለስተ ወርሒ ዘውፀኦ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም ትማሊ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም ክሳብ ሐዚ ኣስታት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ቁፅሪ ምውታት ድማ ካብ 102 ሺሕን 800 በፂሑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ትግራይ ካብ ዕለተ ሶኒ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ መኸተ ቫይረስኮሮና ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕለተ ሶኒ 5 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ ቫይረስ ኮሮና ከምዝካየድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዳህሳስ 23 ሽሕ በዓል ሞያ ዝሳተፋሉ…
ቢዝነስ ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ክፍሊት ዕዳ ብ3 ወርሒ ኣናዊሓ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ብዓማዊላ ዝኽፈል ዕዳ ን3 ወርሒ ከምዘናወሐቶ ተገሊፁ። ከም ኣድላይነቱ ድማ ካብኡ ንላዕሊ ክናዋሕ ከምዝኽእል ኣቦመንበር ቦርድ እታ ተካል ኣይተ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ኣፍሊጦም። እቲ ምንዋሕ ክፍሊት ዕዳ ዝምልከቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኮቪድ-19 ብዝምልከት ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ “ዶክተር ቴድሮስ እዋናዊ…
ቢዝነስ ባንኪ ወጋገን ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ብር 3 ሚልየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ወጋገን ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ብር 3 ሚልየን ሓገዝ ገይሩ። እዚ ሕማም ኩለመደያዊ ተሳትፎ ስለዝሓትት ነዚ ሓገዝ ኣበርኪትና ዝበሉ ኣካያዲ ስራሕ ጨንፈር መቐለ እቲ ባንኪ ኣይተ ሃፍቶም ገብረ እግዚኣብሄር፥ ንቐፃሊ እውን ኣብ ጎድኒ…
ኮሮናቫይረስ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅኡ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ናይ ምምካት ተኽእሎ ኣለዎ – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅእ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ምምካት ከምዝኽእል ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሳምንታዊ መልእኽቲ፥ “ፃህያይ ክጅምር ከሎ-ቶሎ ኢልካ ንቐሎ!!” ዝብል ብሂል…