ኣብ ትግራይ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ሓገዝ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ።
ነዚ ሓገዝ ዘበርከቱ ወናኒ ኮንስትራክሽን ተኽለብርሃን እምባዬ ኣይተ ተኽለብርሃን እምባዬ ብር 1…