ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ወሲኹ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ እንተዓቢ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ክብ ምባሉ ፕግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ ናይ ዓመተ 2019 ፀብፃብ ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ሎሚ…