ሳንሼንግ ፋርማቲካል ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ኣብ መዓልቲ 24 ሺሕ ሊትሮ ሳኒታይዘር ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሳንሼንግ ፋርማቲካል ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዱከም ኣብ መዓልቲ 24 ሺሕ ሊትሮ ሳኒታይዘር ምፍራይ ጀሚሩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበበ ኣበባየሁ ኣብ ትዊተር ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ሳንሼንግ ፋርማቲካል ኣእዳውካ ብምፅራይ…