Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ጣያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬን-ሩሲያ ብዕሊ ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝለዓለ ዝተብሃለ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ዒላማ ብምግባር መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ሩሲያ 120 ሚሳኤላት ከምኡ እውን 90 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሳየች ኣይቼውን ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣሳየች ኣይቼውን ኣትሌት ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነ ኣበቤን ዘጀመሩዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡ ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ምስ ዝኾና ማርያም ሳሊም  ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ እቲ ዘተ ዕዉት…

ኢትዮጵያ ተመራፂት መብፅሒት ንምግባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ተመራፂ መብፅሒት በፃሕቲ ንምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ኣብ ቪዛታት ቱሪስትን ኮንፈረንስን ክሳብ 25 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ንምብርትታዕ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝፀደቐ…

ፌዴራል ፖሊስን ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይናን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዢ ያንጁን ኣብክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ተዋዲዶም ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ኣብ ዝበፅሑሎም ጉዳያት…

ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት…

ኣብ ዞባታት ምብራቐ ወለጋ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ሰላም ንምፅናዕ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ኣብቶም ህዝባዊ ሰልፊታት ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተሳተፉ እንትኾኑ፤…

ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ ክልል ጋምቤላ ጥራሕ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ፡፡ እቲ ክልል ኣብ ሩብዒ ዓመት 325 ኪሎግራም ወርቂ ኣታዊ ንምግባር ዝሃቀነ ይኹን እምበር ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ…