Fana: At a Speed of Life!

ኤሎን መስክ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኣብ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ዝተመረፁ ዶናልድ ትራምፕ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ ምምሕዳር መንግስቲ ብምዃን ዝተሾሙ ኤሎን መስክ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣሚር ሰኢድ ኢራቫኒ ተዛትዮም፡፡ ብግልፂ ብዘይተነረገሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣዲስ ኣበባ ምችውቲ ከባቢ መንበሪ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ…

ባንኪ ዓለም ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ሓገዝ ምግባር ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ክእለት ዝመርሖ ኣንፈት ፈጠራ ዕድል ስራሕ መሰረት ብምግባር ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተሳተፍቲን ተረባሕቲን ንምግባር ስትራቴጂያዊ ምሕዝነቱ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ባንክ አብ…

ፕሬዚዳንት ባይደን ንትራምፕ ኣብ ዋይት ሃውስ ተቐቢሎምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሓላፍነት ዝሰናበቱ ጆባይደንን ተተካኢኦም ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ስልጣን ስግግር ብዛዕባ ዝህልዉ ኩነታታት ጠሚቶም ክዛተዩ እዮም ዝብል ትፅቢት…

ለኣኽቲ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ብምሻጥ ዝተረፈ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኣካውንቶም ከቕምጡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ለኣኽቲ ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ሽዑ ንሽዑ ብምሻጥ ዝተረፈ 50 ሚኢታዊ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ኣካውንቶም ከቕምጡ ዝኽእሉሉ ኣሰራርሓ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ሕማም ካንሰር በሪ ማህፀን ፍሉይ ትኹረት ተገይሩ ኢዩ – ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ሕማም ካንሰር (መንሽሮ) በሪ ማህፀን ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ በሪ ማህፀን ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅምር እውን ገሊፁ። ቢሮ…

ውዕሊ ተፈሙዎም ሰብ ዘይኣተዎም ንበዓል ዕጫ ዝተመሓላለፉ መንበሪን ናይ ንግዲን ኣባይቲ ፍፃመኦም …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዓመታት ብ20/80፣ 40/60ን ብጨረታን ንመንበሪን ንንግዲን ዝተመሓላሊፎም ውዕሊ ይፈፀም እምበር ክሳብ ሐዚ ዕድለኛታት ዘይኣተዉዎም ምህላዎም “ንዘይሕጋዊ ተግባር” እናወዓሉ ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ጉዳይ…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እነናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ 29 እናተሳተፈ ዝርከብ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ታሪዬ ግባድጌሲን ተዛቲዩ፡፡ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ዝተገበረ እቲ ዘተ፤ ኣብ ልምዓት ዘድሀበ…

ኮሚሽን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋእን ክፍጠር ብምግባር ሃናፂ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢመስበርገር…

ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት ንኸኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት (ኤል ሲ) ኣቢሎም ንኸኣትዉ ከምዝተወሰነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ መንግስቲ ኣብ መሰረታዊ ናይ ንግዲ ሸቐጣት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም…