Fana: At a Speed of Life!

ከተማታት ንናብራ ምቹዋት ንምግባር ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንምዕባለን ናብራን ብዝበለፀ ምቹዋት ንምግባር ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ልምዲታት ብምውሳድ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ኢትዮጵያ ንእትገብሮም ፕሮጀክታት ምክልኻል ክሌማዊ ለውጢ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዝ ክገብር ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ  ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን እናወገነቶም ንዝርከቡ ፕሮጀክታት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ክገብር ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡ እቲም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ…

ኤሎን መስክ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ መንግስቲ አሜሪካ ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር 4፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኩባኒያታት ኤክስን ቴስላን ኤሎን መስክ ኣብ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ትራምፕ ሓላፊ ክፍሊ ኣፈፃፅማ መንግስቲ አሜሪካ ብምዃን ሹመት ተዋሂቡዎ፡፡ ቁፅሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤሎን መስክ ምስ ነበር ተቐዳሚ ሕፁይ ሪፐብሊካን ቪቪክ ራማስዋሚ ብሓባር…

ኣብ ሶማሌላንድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ 4ይ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። እቲ መረፃ ንሶማሌላንዳውያን ወሳኒ ከምዝኾነ መረፅቲ ዝገለፁ እንትኾኑ፥ እቲ መረፃ ንሰላም፣ ልምዓትን ሓድነቶምን ወሳኒ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። እቲ መረፃ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንክልተ ዓመት…

ነባርነተን ኣብ ኡጋንዳ ዝገበራ ኢትዮጵያዊት ንግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ቦንድ ዓዲገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ዝነብራ ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ብሄር ክፍሌ ቦሪ ንመዛዘሚ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ኣሜሪካ ዕድጊት ቦንድ ዓዲገን ፈፂመን፡፡ ወ/ሮ ብሄር ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኡንዳ ብምርካብ ዕድጊት ቦንድ…

ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ዘተ ምዕራፍ እናምፀኦም ዝርከቡ ውፅኢታት እንታይ እዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሀገራዊ ምምኽካር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝካየድ ምዕራፋት ምምኽኻር ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ዝዝከር እዩ። ኣብዚ መስርሕ እዚ ቀንዲ ዕላማ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼይ ሃይን ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፤…

ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…

2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ወረዳ ቆልማዮ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፣ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው…

ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ ዣንገባኦ ሁዋን ቻይና ግሩፕ ብዙሓት ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ንፖሊስ  ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብሓገዝ ዝተበርከቱ ኣቑሑት ዝተረከቡ እንትኾኑ÷ እቲ ኩባንያ ንዝገበሮ ሓገዝ…