Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ግልጋሎት ንምምላስ ፅገና ተገይሩለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ፖሊስ ጣብያን ቤት ፍርድን ናብ ንቡር ተመሊሰን ግልጋሎት ክህባ ዘኽእል ፅገና ተኻይዱ። እቲ ሰራሕቲ ፅገና÷ ቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ…

ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መሪሕ ሓሳብ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ…

ኢትዮጵያን ሞሪታንያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ሞሪታኒያ ሞሃመድ ሳሌም ኦድ መርዛውግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ሓበራዊ ጉዳያትን ተረባሕነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 22 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 294 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡና፣…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋእን ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ-ሶቺ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ሚኒስትራት ምሕዝነት…

ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኡጋንዳ ርዋንዳን መዘናታቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳን ርዋንዳን ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄነራል ኦዶንጎ ጄጄ ኣቡበከርን ምስ ርዋንዳ መዘነኦም ኦሊቨር ጄፒ…

ሰብ ሃፍቲ ንመህነፂ ማእኸል ሕሙማት ኣእምሮ ፍሬምናጦስ ሓገዝ ንኽገብሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸል ኣረጋውያን፣ ህፃናትን ሕሙማት ኣእምሮን ፍሬምናጦስ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ውድድር ጉያ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ጉያ ዘጀመሩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ÷ እቲ ማእኸል ኣብ ሓፂር እዋን…

ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ንኣገልግሎት በቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ-ዳዕሮ 18 ሺሕን 500 ነበርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡ ተወካሊ ቢሮ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዮሃንስ መለሰ (ኢ/ር)÷ ህንፀት…

መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርት ዝውሰደሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርቲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ መንደር በይኑና ሎሚ መዓልቲ መሪቖም…