Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም። ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…

ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ክንከውን ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ሃገር ክንከውን ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሕዚ ዝተርኣዩ ዝበረታትዑ ውፅኢታት ክቕፅል ብምግባር ካብ ፅግዕተኝነት ርዳእታ…

ንሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣብ ሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ዝዓለመ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ጎስጓስ ካብ 7 ሕዳር ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ክልላት፣ ትካላት…

ዶናልድ ትራምፕ ፈላማይ ልዑል ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፈላማይ ልዑል ሽመት ሂቦም፡፡ ስትራቴጂስት እናተብሃላ ንዝፍለጣ ጓል 67 ዓመት ሱዚ ዋይልስ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቤተ-መንግስቲ ዋይት ሃውስ (ቺፍ ኦፍ ስታፍ) ብምግባር ሾይሞምወን፡፡ ሱዚ…

ዘተ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዘተ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ሰገን ደቂ ኣንስትዮን…

ኣብ ጉባኤ “ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም” ተሳተፍቲ ዝነበሩ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ እናተሳተፉ ዝነበሩ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ምጉዕዓዝ ከምዝተጀመረ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ኣፍሊጡ። በዚ ድማ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘበነ 2017/18 ካብ ወፃኢ ካብ ዝዕደግ 23 ሚሊየን ኩንታል መዳበሪያ፤ 472 ሺሕን…

መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ናብ ስራ ንምእታው ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ መስፍን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ስራ ከምዝኣቱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፀም፡፡ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝገለፁዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብራኢ ክበፅሖ ኣብ ዝሃቀኖ ደረጃ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝበፅሑሉ ደረጃ ገምጊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ንካልኣይ ዙር ኣብታ ከተማ እናተሰርሑ ዝርከቡ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝበፅሑሉ ደረጃ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከቡሉ ብርሂ ብምግምጋም ቀፃሊ ብትኹረት…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገረይ ክትግበር ይደሊ ኢየ – ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እናተተግበረ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገሮም ክትግብሩ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ ኣማዱ ኡሪ ባህ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማዱ ኡሪ ባህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…