ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሓድነተና ንምጥንኻር ውሽጣዊ ፀገማትና ብልዝብ ንፍታሕ" ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ ኣካል መሪሕ ትልሚ ልምዓት ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ዝኾነት ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ፥ ምትእኽኻብ ኣቕሑት መናፅሂ ደቂ ኣነስትዮ አውን ከምዝሳለጥ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ…
ቴክኖሎጂ ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እስራኤል ዑደት ስራሕ ኣብ ዘካየዱሉ እዋን፥ እታ ሃገር ቃል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ኣሓት ውድባት ኢህወዴግ ዝነበሩ ሰለስተ ውድባትን ካልኦት ሓሙሽተ ፓርቲታትን ብሓባር ብምዃን ብልፅግና ፓርቲ ከምዘጣየሹ ብምግላፅ ሰርተፍኬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከለላ ሮግራም መሰረታዊ ግልጋሎታት እናተሳለጡ ዝነበሩ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብዕምቆት ዝገምገመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ሰላመ ኣፍሊጡ። ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።…
ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ሶማሌ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን እቲ ክልል ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። እቲ ዑደት፥ ኣብ ዞባታት ጎዴን ሸበሌን ከምኡ እውን ኣብ ወረዳ ቀላፎን ኢዩ ተካይዱ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ እዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ፅባሕ ሓሙስ 16 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እያ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናይ ጅግና ኣቀባብላ…
ቢዝነስ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፃታት ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ዘኽእል ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ምዝዛሙ ዓለም ለኸ ምምሕዳር ሓድጊታት ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ትካል ኣይተ ገታሁን ስዩም ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ መፅናዕቲ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ…