ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ።
እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ…