ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ (CCECC) ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣሕመድ ቡህን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ሲሲ.ኢ.ሲሲ ጉዎ ቾንግፌንግን…