Fana: At a Speed of Life!

ኤርባስ A350-1000 አውሮፕላን ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ዓቕሚ ዝውስኽ ኢዩ – ኣይተ መስፍን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይቲ ዝኾነት ኤርባስ A350-1000 ኣውሮፕላን መባፅሒኡ እናስፈሐ ንዝርከብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ዓቕሚ ዝውስኸሉ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ገሊፆም፡፡ ኣፍሪካ ፈላማይቲ ዝኾነት ኤርባስ…

ድሕሪ ሪፎርም መጠባበቒ ክዙን ሸርፊ ወፃኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዕፅፊ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሪፎርም ካብ ዝጅምር ንዳሓር መጠባበቒ ክዙን ሸርፊ ወፃኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዕፅፊ ከምዝወሰኸ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ሸቶ እቲ ባንኪ ፋይናንስን ናህሪ ዋጋን ምርግጋእ ከምዝኾነ ብምሕባር÷ እቲ ሓዱሽ ረቂቕ…

ካፒታል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ክብ ዘብል ረቂቕ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ፅዕንቶ ዕዳ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝንኪን ካፒታሉ ክብ ዘብልን ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ትካላት ልምዓት ካብ ባንኪ ንግዲ ዝወሰዱዎ…

ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ንምግባር ልዝብ ኣካይደን፡፡ እቲ ዘተ ስምምዕነት ኣብ ዝተበፅሐሎም ጉዳያት ዝጠመተ እንትኸውን፥ ብስሩዕ ፕሮግራማት ስልጠና፣ ኦዲትን ዓውዲ ቪዬሽንን ደረጃታት…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ÷ ሪያል ማድሪድ ምስ ኤሲሚላን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ባየርሊቨርኩሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 2፡45 ፒኤስቪ አይንድሆቨን ምስ ስፔናዊት ጋንታ…

ሓፈሻዊ ጉባኤ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ መድረኽ ምትሕብባርን ልውውጥ ልምዲን ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን፣ ከንቲባታትን ምምሕዳራትን ልዕሊ 100 ከተማታት ከምኡ እውን መዳርግቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢምፖርት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢምፖርት ቻይና ትሳተፍ ኣላ። ጎድና ጎድኒ እቲ ኤክስፖ መራሕቲ ሃገራት ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዓለም እናዘተዩ ይርከቡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሻንጋይ ዝተኸፈተን 77 ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝሳተፉሉ…

ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላም ሃገራት ዋጋ ከፊላ ኢያ – ብ/ጀ ፖውል ንጂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ዔፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ልዑል ዋጋ ከምዝኸፈለት ዳይሬክተር ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጀነራል ፖውል ንጂማ ገሊፆም፡፡ ምስ ጥምረት ምኽባር ሰላም ኣህራዊና ዞባዊን ሓይሊን ትካልትን ብምዃን ሃገራት ፀኒዐን ንኽቕፅላን ዘላቒ…

ምደባ ፕሮግራም ሪሚዲያል ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ፕሮግራም ሪሚዲያል ንምክትታል ዘኽእል ውፅኢት ዘመዝገቡ ተምሃሮ ምደባ ትካል ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ምደባ ተተሓሒዙ ናይ ትካል ይቀየረለይ ሕቶ…

ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንትን ሕርሻን ቃላሚኖ ዝተዘርኡ ዝራእቲ ብምዕፃድ ብዕሊ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኢያሱ…