Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ምስ ኳላላምፑር ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኳላላምፑርን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች÷ “ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝገበርናዮ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኳላላምፑር…

ሃፍቲ ማይ ብዝግባእ ብምጥቃም ብብቕዓት እንትንመርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ምዕባለ እንሕግዘሉ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይና እንትንሕሉን ብብቕዓት እንትንመርሕን ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብቲ ሃገራት እውን ምርግጋእን ምዕባለን እንሕግዘሉ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዘሰናደኦ ንክልተ…

ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውሕመ ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ኣገንዚባ። ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ዝተኻየደ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ውፅኢቱ ኣመልኪቱ ብቀዋሚ ልኡኽ ሩሲያ…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ "ድሕንነት ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ንዲጂታል ሉኣላዊነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ…

ቶተንሃም ንኣስቶን ቪላ 4 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ንኣስቶንቪላ ዘታኣናገደት ቶተንሃም 4 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣስቶንቪላ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣብ መበል 32 ደቒቅ ሮጀርስ ብዘመዝገባ ሸቶ 1 ን 0 ክትመርሕ ክኢላ ነይራ። ይኹን እምበር ድሕሪ ዕረፍቲ፤ ጆንሰን ኣብ መበል 49 ደቒቕ፣…

ዓውዲ ጥዕና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብቖራፅት ክንሰርሕ ኢና – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 2017 ዓውዲ ጥዕና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ በቢብርኩ ብቆራፅነት ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። "ቀዳማይ ብርኪ ዝላ ክንክን ጥዕና ንዝተቐላጠፈ ዓወት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት" ብዝል…

ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ 0 ን 0 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ብምፍልላይ ነጥቢ ተማቒለን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ተመጣኒ ዝኾነ ምንቅስቓስ ነይሩዎ። 7ይ ሰሙን መርሃ…

4ይ ዓመት መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን ተዘኪሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 4ይ ዓመት ብላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ተዘኪሩ ውዒሉ። "ከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዘከረ ስነ-ስርዓት እዚ ሰሜን ልዕሊ ክልተ ዓሰርተ…

እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ቀሪቡ። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…