Fana: At a Speed of Life!

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ማሌዢያ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ከተማታት ኳላላምፑር፣ ሳይበርጃንን ሳንዌይ ዑደት ዝገበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዝግበር ቅድመ ምድላው ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ንምግምጋም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ 30 ትካላት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፎም፡፡ ኣካቢት ኮሚቴ ጉባኤ…

ትሕቲ ደረጃ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ኣብ ልዕሊ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 መገደዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘለዎም ፍርያታት ኣብ ዘፍርዩ 100 ፋብሪካታት ስራሕቲ…

ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ግደኦም ከጠናኽሩ ከምዘለም ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቀፍ ብሪክስ ብንቕሓት ንምስታፍን ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ዝህልወን ግደ ከጠናኽሩ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሪክስ ኢትዮጵያ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ፍሉይ…

ሰሜን ኮሪያ ክሳብ ኣሜሪካ ክበፅሕ ከምዝኽእል ዝተነገረሉ ሚሳዔል ፈቲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሃዋሶንግ-19 ዝተባህለ ኣህጉር ዘቋርፅ ነዊሕ ርሕቐት ተወንዓፊ ባላስቲክ ሚሳኤል ትማሊ ከምዝፈተነት ኣፍሊጣ፡፡ ሃዋሶንግ-19 7 ሺሕን 687 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ኣብ ውሽጢ 86 ደቒቕ ከምዝተጓዓዘ ዝተዘረበ እንትኸውን፤ እታ ሃገር ከምዚ…

ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮግራም ሪሚዲያል ተቛሪፁ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም መመሓየሺ ዓቕሚ ተምሃሮ (ሪሚዲያል) ተቛሪፁ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈቲኖም መሕለፊ ነጥቢ ዘየምፅኡ ተምሃሮ ዓቕሞም ብምምሕያሽ ናብ…

ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ እቲ ርብዒ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ መፍረያይበት ሕርሻ ንምዕባ ዘኽእሉ…

ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐረበ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ስራሕቲ ምፍራይ ብቕልጡፍ ክጅምር ዝተገበረ፤ ፍርያት ብህፁፅ ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ዕዳጋ ሲሚንቶ…