Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ኮሜሳ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተሳተፈትሉ ትርከብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ…

ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን ሓዊሱ 572 ሞተርሳይክላት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን፣ 572 ሞተር ሳይክክላት፣ 2 ሺሕን 700 ኮምፒውተራት ሓዊሱ ሞባይል ክሊኒካት ንተፀዋዕቲ ትካላቱ፣ ንቢሮ ጥዕና ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ንሆስፒታላትን ሓገዝ ገይሩ፡፡ ዝተገበረ…

ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን ኣብ ዘፈር ውልቀ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን…

ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት…

ትካል ስነ ህዝቢ ውሕመ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ ህዝቢ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ። መተሓባበሪት UNFPA ጨንፈር ትግራይ ጆይሲ ፓክሊኪ÷ እቲ ትካል ኣብዚ ዓመት ውሽጢ ልዕሊ 4 ሚልዮን ዳላር ዝዋግኡ…

ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓም ወሳኒ ኢዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓምን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ንምዕባይ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂና ኢኖቬሽን ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…

ኢትዮጵያ መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ለካቲት 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ እዚ ኣኼባ ከምተተኣናግድ ዝተገለፀ፤ ኣብ መበል 22 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ…

ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ንኽኸውን ጥጡሕ ኩነታት ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንኸቕርብ ጥጡሕ ኩነታት ከምዝዘርገሐ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚንስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ሓለፍቲን ተወከልቲን ፌዴሬሽናት ሆቴል፣ ሰብ ሞያን ማሕበራትን ምስቱሪዝም…

ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት…