Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምኽክር ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም። ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ…

ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበሮ ፀንሒት ዕዉት ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ዝገበረ ፃንሒት ሸቶኡ ዝወቕዐን ዕዉትን ከምዝኾነ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካተተ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፤ ዓለም ለሐ…

56 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 56 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኞች ብምትሕብባር ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም። ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብረፃታይነትን ኣሰልጣንነትን ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ኣስራት ሃይሌ (ጎራዴው) ብቕድሚ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ይፍለጥ፡፡

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ንመህነፂ መንበሪ ኣባይቲ ሰራዊት ሓይሊ ኣየር ዝውዕል ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ገይሮም፡፡ እቲ ሓገዝ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ኮሚሽነር ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታን ንዋና ኣዛዚ ሓይሊ…

ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…

ኣብ ፊሊፒንስ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፊሊፒንስ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ብዘይተለመደ መልክዑ ን24 ሰዓት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ዝገለፁ…

ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…