Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…

መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…

ኢትዮጵያ ናብ ወለዶ ንምስጋር ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስክብራ ናብ ወለዶ ንምስጋር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዊሱ…

ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ናይ ፅልኢ ዘረባን ጎንፅ ዝቕስቅስን ምግዋሕ ዝተኸሰሱ ኣይተ ታዲዮስ ታንቱ 6 ዓመትን 3 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ መጋባእያ ገበን ሕገ-መንግስትና ህገ መንግስታዊ ጉዳያትን ኣይተ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መበል 117 በዓል መዓልቲ ሰራወዊት ምክልኻል ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ። ብመሰረት እዚ በላይ መንገሻ፣ ኡስታዝ ጀማል በሽር፣ መሓመድ ቢን መሓመድ ኣል ኣሩሲ ከምኡ እውን ጋዜጠኛን ደራሲን…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29 ዕዉት ንምግባር ቅድመ ምድላው እናገበረት ከምትርከብ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ኣብ ኣዘርባጃን ባኮ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ 29÷ ኢትዮጵያ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ኣብቲ…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል "ብፈተናታት እናተሃነፀ ዝመፅአ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ዝነበሮም ፃንሒት ዝዛዘሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት እውን ሓቢሩዎም ከምዝርከብ ሓበሬታ ቤት…

‘MI6’ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6) ብሪታኒያ’ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ልኡኽ ‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6)’ ብሪታኒያን…