Fana: At a Speed of Life!

ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ኣብ ውሽጡ እንታይ ሒዙ ይርከብ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ውጥን ፕሮጀክት 'መኣዲ' ዝኾነን ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝርከብን ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ብዕሊ መሪቖም፡፡ እቲ ሪዞርት ተፈጥሮኣዊ ፅባቐ ወሎ፤ ዘበናዊ ከምኡ እውን ዓለም ለኸ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ዝቐረቡሉ ኣርባዕ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና÷…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ኩባኒያታት ቴሌኮም ጅቡቲን ሱዳንን ባሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቴሌኮም ጅቡቲን ግሩፕ ሆራይዘን ሱዳቴልን ዶብ ተሳገርቲ ዝርገሐ መስመር ፋይበር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅቡቲ ተፈራሪሞም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ እዋን…

መመሓየሺ ኢኮኖሚ ምቹው ከባቢ ንግዲ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንማሕበረሰብ ንግዲ ውሽጢ ዓዲ ይኹን ወፃኢ ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ንኽፍጠር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር "ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ፤…

ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ኣፍሪኤግዚም ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ኣፍሪካ (ኣፍሪኤግዚም) ተፀምቢራ። ፓርላማ እታ ሃገር ደቡብ ኣፍሪካ ኣባል ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ንኽትከውን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ብዘሕለፎ ውሳነ መሰረት ናብ ዝዓበየ ትካል ፋይናንስ ኣፍሪካ…

ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ስርዓት ገዳ ዝነበሩ ኣስመሮም ለገሰ (ፕ/ር) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ኣስመሮም (ፕ/ር) ስርዓ ገዳ ንኽሕሎ፣ ንኽኽበርን ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ንኽረክብን ዝሰርሑ ብፍላይ መምርሒታት ዴሞክራሲያዊ ክብሪታትን ሓለዋ ህዝቢ ኦሮሞ…

ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 7 ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይ ሸቶ ኢየን ማዕረ ተፈላሊየን። ፀወታ እቲ ሊግ…

ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝውውር ሞባይል ገንዘብ 58 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርኢቶታትን…

ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም። ኣብቲ ጨረታ…

ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ ኣብ…