ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ መስሕባት ቱሪስት ዝጉብንዩ ቁፅሪ በፃሕቲ እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ሓድጊታትን መስሕባት ቱሪዝምን ዝጉብንዩ በፃሕቲ ቁፅሮም እናወሰኸ ከምዝመፅአ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ኣኽሱም ገሊፁ፡፡
ኣብቲ ክልል ዝዓሰለ ሰላም ስዒቡን መዕፎ ነፈርቲ ራብዓይ ዮሃንስ ኣኽሱም ናብ…