ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መምርሒ ምክልኻ ገበን ኣብ 2016 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ከምኡ እውን ነመሓዙት ትካላት ኣፍልጦ ሂቡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ትካል…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ፀጋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ዝቢ ንምምላስ ፖለቲካዊ ዝላ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘልዐሎም ኩለመዳይ ሕቶታት ዝምልስን እዋኑ ዝሓቶ ፖለቲካዊ ዝላን ምርግጋፅ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቸልሲን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ ናብ ሞሊኒዮ ስታዲየም ስታዲየም ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 10 ክትገጥም ኢያ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ካፍ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን÷ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) 12 ጥቅምቲ 2017…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፓትሪስ ሞትሴፔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሓለፍቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ኩለመዳይ ርክብ ሩሲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማ ዝቐረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምእካብ ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማን ዝቀረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም። እቲ ገምጋም ዓለም ለኻዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዝንባታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣባል ኮሚቴ ላዕለዋይ ፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ስደተኛታት ከምዝኾነት ተገሊፁ። ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጄኔቫ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበው ድማ ኣብቲ ኮሜቴ ጉጅለ ኣፍሪካ ብምውካል…