Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ባናናን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት መምርሒ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ዜና ክሳብ ዝሰናዳእ ሰለስተ ሰባት ብህይወት ከምዝተረኸቡ እቲ መምርሒ ንፋና…

እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ክትሃንፅ ከምትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሶማሌላንድ ጦር ሰፈር ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዋ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዝና እናፀብፀባ ይርከባ፡፡ ህንፀት እቲ ጦር ሰፈር ዓመፅቲ ሃውቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ድሕንነት ባብ ኢል-ማንዳብ ስትሬት ንምሕላውን ኣብቲ…

ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ምምሕዳራዊ ውዳበ ዓለም ኣብ ምዕባይ ንዝርከብ ኢኮኖሚ ምላሽ ዝህብ ንኽኸውን ብትግሃት ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም…

መፍረይነት ሕርሻ ንምብራኽ ሓረስቶት ብዝተወደበ መልክዑ የካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቃስ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ትግራይ ፍርያትን መፍረይነትን ሕርሻ ንምብራኽ ሓረስቶት ብዝተወደበ መልክዑ የካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቃስ ዓርሰ ምርኮሳና ንምርግጋፅ ዝለዓለ ኣበርክቶ ዘለዎ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ…

ሃገራዊ ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትፅቢት ዝግበረሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሕልሚ ጋህዲ ንኽኸውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ባዕሎም ሃናፂ ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡…

ምቕታል ያህያ ሲንዋር መዛዘመ እቲ ኲናተወ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኔታንያሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መራሒ ሓማስ ዝነበሩ ያህያ ሲንዋርን ኣብ ጋዛ ከምዝቐተለቶ ኣረጋጊፃ ኣላ፡፡ ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምቕታል ያህያ ሲንዋር ልዑል ዓወት ይኹን እምበር መዛዘሚ እቲ ኲናት ከምዘይኮነ…

መሸጣ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ድሉው ምዃኑ ታሪኻዊ ናይ ተግባር ምዕራፍ መርአዪ ኢዩ – ቀ/ሚ/ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ሎሚ መዓልቲ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ንመሸጣ ድሉው ከምዝኾነ…

መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓፈሻ ዘለዎ ኣክሲዮን 100 ቢሊየን እንትኸውን÷ ካብ ሞንጎ እዚ 10 ሚኢታዊ ወይ እውን 100 ሚሊየን ዝኸውን ኣክሲዮን ሎሚ መዓልቲ…

እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ሓገዝና ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገዛኢ እቲ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ማሞ ኣብ ቦሌ ዝተኸፈቱን ስራሕ ዝጀመሩን ክልተ ቢሮታት መዕደጊ ሸርፊ ወፃኢ ዑደት ብምግባር…

መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳራሽ ማንዴላ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉናኤ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ተወከልቲ ኣባል ሃገራት…