Fana: At a Speed of Life!

ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ። ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…

ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…

ኤሎን መስክ ሳይበርካብ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኩባኒያታት ቴስላን ኤክስን ኤሎን መስክ ትፅቢት እናተገበረላ ዝነበረት ‘ሳይበርካብ’ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ። ኣዚያ ዘበናዊት ዝተብሃለት እዛ ሓደሽ መኪና÷ በዓልቲ ክልተ በሪ ኮይና ብዘይ ኣሽከርካሪ ክትንቀሳቐስ ትኽእል ከምዝኾነት…

ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊ ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊነቱ ዝተረጋገፀን ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ልዑል ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ "ድሕንነት ቁልፊ መደረተ ልምዓት ንዲጂታል…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ንብራኸ ኢትዮጵያን!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ፌደራል፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር…

ኤርሊንግ ሃላንድ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኖርዌይ ኮይኑ

ኣዲስ አበባ፣ ጥቅምት 1፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ኖርዌያዊ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ 36 ዓለም ለኸ ፀወታታት ብዘመዝገበን ሸቶታት ናይ ሃገሩ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ክኸውን ክኢሉ። ወዲ 24 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ትማሊ ምሸት ኣብ ፀወታ ኔሽንስ ሊግ ኣውሮፓ ሃገሩ…

5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር "ድሕንነት ቁልፊ መሰረተ-ልምዓት ንዲጂታል ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓሰ ወርሒ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ የወርሒ ድሕንነት ሳይበር ምክያድ ዘድለየሉ ምኽንያት ትካላትን ዜጋታትን ኣብቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ቤት ምኽ ሰብኣዊ መሰል ን3ይ ግዘ ኣባል ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025-2027 ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሳልሳይ ግዘ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ተመሪፃ፡፡ ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ዙር ኣባል ኣባል ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብምዃን ዝተመረፀት ኣብ መበል 79…

ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ምሐዝነት ክትፈጥር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝኾኑ ኣሌክሲስ ሌሜክ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ገይሮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ምስ ፈረንሳይ ምትሕብባር ኢኮኖሚ…

ሕብረተሰብ ብምኽንያት ምንቅጥቃጥ መሬት ዝፈልፈለ ማይ ንግዚኡ ከይጥቀም ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ምኽንያት ዝፈልፈለ ማይ ሓፈሻዊ ኩነታቱ ብመፅናዕቲ ክሳብ ዝረጋገፅ ሕብረተሰብ ከይጥቀመሉ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዲን ክፍሊ ትምህርቲ ስነ-ምድር ትምህርቲ ሕንዳያ ገብሩ (ዶ/ር)÷…