Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ሓገዝ ክግር ኢየ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንተተኣናግዶ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ውድብሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣብ…

ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባን ካብኔኦምን ተዛቲዩ። ኣባል ጉጀለ ልኡኽን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ኣይተ…

ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ ብሉፃት ሓሙሽተ ትካላት ፖሊስ ሓደ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኣብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ ብሉፃት ሓሙሽተ ትካላት ፖሊስ ሓደ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ብምርካብ ድሉውነት ሎጂስቲክስ እቲ ትካል…

ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ከምዝርከብ ኣርኢዩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ምዃኑ ከምዘርአየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኣኪቡ ኣካል መመሓየሺ…

ኣሜሪካ ንሓይሊ ኣየር እስራኤል ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትማሊ ምሸት ብኢራን ናብ እስራኤል ዝተተኮሱ ሚሳኤላት ንምፍሻል ሓገዝ ፀረ - ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ፔንታጎን መግለፂ ዝሃቡ ኣቀባሊ ቃል ሓይሊ ምክልኻል ኣሜሪካ ሜጀር ጄኔራል ፓትሪክ ራይደር÷ ናብ ቴል ኣቪቭ…

ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ናይ ሰላምን ሕውነትን በዓል ኢዩ – ኣባገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ሰላምን ሕውነትን ብዝበለፀ ዝጠናኸረሉ በዓል ከምዝኾነ ኣባገዳታት ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ምስ ምስ ስርዓት ገዳ ጥቡቕ ምትእስሳር ዘለዎ እንትኸውን÷ ህዝቢ ኦሮሞ ምድሪን ሰማይን ንዝፈጠረ ፈጣሪ…

ካብ ኩለን ክ/ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ሰልጠንቲ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ሰላም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። እቶም ተመረቕቲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ሰላም ንድፈ ሓሳብን ኣብ ባይታ ስልጠና ዝወሰዱ እንትኾኑ ካብ 11 ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ…

ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኣየር ኣብ ስራሕቲ ድሕንነት ዘድሀበ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኣየር 2024 ኣብ ስራሕቲ ድሕንነት ዘድሀበ ጉባኤ ኣብ ሞሮኮ ማራኬሽ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዘተኣማምንን ቅልጡፍን ስራሕ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

መርሃ ግብሪ መጠናኸሪ ስርዓተ ምግቢ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ እናሓገዘ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተተግበረ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መጠናኸሪ ስርዓተ ምግቢ ብብርኪ ስድራ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ እናሓገዘ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓገዝ ባንኪ ዓለምን ኣብ መበዛሕትኡ ክፋላት እዛ ሃገር እናተተግበረ…

ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀፅታን ብዝምልከት ኣብ መድረኽ ዓለምን ኣህጉርን ዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ ዘርዚሮም።…