ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣከባብራ መስቀል ደመራ ገምጊሞም። ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ300 ሚሊየን ዶላር መስፋሕፍሒ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ካልኣይ ዙር መስፋሕፍሒ ህንፀት ንምግባር ምድላ እናዛዘመ ከምዘኾነ ገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣይተ ግርማ ቱፋ÷ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተሳለጠ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣረጋውያን ብብሄራዊ ደረጃ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ንመበል 33 ግዘ "ክብሪን ፍቕሪን ንኣረጋውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጋምቤላ እናተኸበረ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሂክማ ከይረዲንን ብሄራዊ ማሕበር ኣረጋውያንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ ናብ ሊባኖስ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሄዝቦላህ ንምጥቃዕ ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ እግረኛ ሰራዊታ ናብ ሊባኖስ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝተገደበ ዒላማ ዘለዎ ናይ መሬት ልኡኽ በምባል ዝገለፀቶ ብእግረኛ ሰራዊታ ዝውገን ትልማ ዕላዊ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ እታወት ዘጓዓዕዛ 36 ዘበናዊ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ኣብ ለሚ በፂሐን Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ውሽጢ ሃገር እናእተዎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ 330 ገልበጥቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ እተን 36 ኣብ ሳይት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ እታወት መዓድን ፍርያት ሲሚንቶ ካብ መፍረዪ ጣቢያ ናብ መኸዘኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ኦምኒፖል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ከቕርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቼክ ሪፐብሊክ ዝኾነ ኦምኒፖል ንመገደኛታትን ንፅዕነትን መጓዓዓዚ ዝውዕል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ናብ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ከምዘቕርብ ተገሊፁ፡፡ 19 ሰባት ናይ መሓዝ ዓቕሚ ዘለዎን ኩለመዳያዊ ረብሓ ዝህብን እቲ ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ። እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…
ስፓርት ኣንቶዋን ግሬዝማን ንባዕሉ ካብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ኣግሊሉ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ኣንቶዋን ግሬዝማን ንባዕሉ ካብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ከምዘግለለ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ተፃዋቲ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግለለ ብምግላፅ ኣብ ዝተረፈ ህይወት ኩዕሾ እግሪ ፀወትኡ ምስ ጋንትኡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ትኹረት ከምዝገብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሰሜናዊ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ከቢድ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ 30 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ፍሎሪዳ ከምዘጋጠመ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ግዝኣት ጆርጂያ ኣቋሪፁ ብምሕላፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት…