ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሁራን ክብሪታት ኢሬቻ ንምጉልባት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁራን እቲ ዓውዲ ክብሪታትን ሰናይ ምስሊታትን ኢሬቻ ኣብ ዘደንፍዑ ስራሕቲ ንኽሰርሑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ‘ጉሚ በለል’ 'ኢሬቻ ንባህሊን ህዳሰናን'…
ስፓርት ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሰሪዛ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ወልቂጤ ከተማ ካብቲ ሊግ ከምዝሰረዛ ኣፍለጡ። እታ ጋንታ ንዘበነ ውድድር 2017 ናይ ጋንታ ላይሰንሲንግ ምዝገባን ካልኦት ዝተቐመጡ መለክዒታትን ብዘይምምላኣ ኢያ ካብቲ ሊግ ተሰሪዛ ዘላ፡፡ ፕሪምየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ "ልቢ ኣብ ተግባር ነውዕል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ ዕለት ማሕበር ልቢ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት ጥዕና ብምትሕብባር ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 9ይ ግዘ ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን በርሊን 2024 ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሚልኬሳ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 17 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ሃይማኖት ኣለው 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 31 ሰከንድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ ተርኢ ኣላ – ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ እናርአየት ከምትርከብ ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ ገሊፆም። ኣብ በዓል መስቀል 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተረኸቡ በፃሕቲ ወፃኢ ሃገራት÷ ኢትዮጵያ ዘደንቕ ባህሊ፣…
ስፓርት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ አብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቕት 1 ደቒቕ 57 ሰከንድን 43 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ብዓወት ዛዚማ፡፡