Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ብምልዋጥ ዝተማለአ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ንምህናፅ ልምዓት ኮሪደር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብምጅማር ኣብ ኩለን ክልላት ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ፡፡ እዚ ልምዓት ኮሪደር ኩለመዳይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ፡፡ ካልኦት ከተማታት እውን ኣዲስ…

ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና – ኣመራርሓ ፓርቲ ስምረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና ኢሎም። እቲ ፓርቲ ኣብ ሻውዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣባል ቤት ምኽሪ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ምሸት 12:00 መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ተርፍ ሙር ምስ በርንሌይ ክትፃወት ኢያ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን (ET-BCE) ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ምርካቡ ንመገደኛታት ዝህቦ ዘበናዊን ምቹውን ኣገልግሎት ብዝሐሸ መገዲ ዘጠናኽር ከምዝኾነ…

ኪሊያን ምባፔ ናይ ወርቂ ጫማ ሽልማቱ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኪሊያን ምባፔ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 ዝተዓወቶ ሽልማት ወሪቂ ጫማ ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ ኪሊያን ምባፔ ኣብ 2024/25፤ 31 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኸብ መመዝገቢ ሸቶ ላሊጋ ስፔን ብምዃ ምዝዛሙ ይዝከር፡፡…

ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ ሓይሊ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣…

ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ተሳገርቲ ሩባታታ ዘለዋ ቅዋም ፍትሓዊ ተረባሕነት ምርግጋፅ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ሰገር ሩባታታ ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ፍትሓዊ ተረባሕነት ምርግጋፅ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። "ማይን ንፁህ ኢነርጂን ንዘላቒ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 17 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ…

ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምስ ጣልያን ዘለዋ ርክብአዕቢዩ – ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ካብ ጣልያን ሓሊፉ ምስ ሃገራት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ አዕቢዩ ኢዩ ኢለን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ፡፡ እተን ኣምባሳደር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበለኦ÷ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን…

ብተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ብተካእቲ ፍርያታት 1 ነጥቢ 08 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ፡፡ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ከምዝበለኦ÷ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ዓውዲ ምፍራይ ውፅኢታውነት ብዝበለፀ…

ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት 9 ሚሊየን ሄክታር ዝፅጋዕ መሬት ስርናይ ክፈሪ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ 8 ነጥቢ 5 ክሳብ 9 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኸውን መሬት ስርናይ ፍከሪ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከይዲ ኣተኣኻኽባ ስርናይ…