ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ህንፀቱ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሞ ባይነህ ኣበራ ከምዝገለፁ÷ እቲ ማእኸል ስራሕ ምጅማሩ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ካሊእ ከባቢ ብምኻድ ዝባኽን ግዘን ጉልበትን ብምቑጣብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዳማ-ጂቡቲ ናይ እንስሳት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዳማ ናብ ጂቡቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር እንስሳት ዕላዊ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ፈፃ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም ዝገብር ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም መገዲ ዝኸፍት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተመድ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ዕንቅፋት ብምፍጣሩ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበላ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ። መተሓላለፊ ነዳዲ ኣብ ዘለዉዎም ከባቢታት ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄምቲ) ዝምራሕ ጉጅለ ዕጡቕ ተውዋሪ ሓይሊ ሱዳን…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊጉ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ስሑል ሽረ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክፃወታ ኢየን። ስሑል ሽረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ዕፃ ኣውፂኦም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ቂርቆስ ካብ ከባቢ ካሳንቺስ ንልምዓት ዝተለዓሉ ሰባት 239 ኮንዶሚኒየምን 110 ናይ መንግስቲ መንበሪን ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ። ኣብ ውሽጢ ስዱሽተ መዓልቲታት ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ 742 ተለዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል 2017 ዓ.ም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብድምቀት ንምኽባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ብዙሓት መርሃ ግብሪታት ብዘይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ “ዮዮ ጊፋታ” ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ በዓል "ዮዮ ጊፋታ" ኣብ ኣብ ስታዲየም ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ምድለዋት እናተኸበረ ውዒሉ። “ጊፋታ” ህዝቢ ወላይታ ኣረጊት ዘበን ኣፋኒዩ ሓዱሽ ዓመት ዝቕበለሉን ተረሓሒቖም ዝፀንሑ ዘመድ ኣዝማድ ተራኺቦም ብፍቕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዳማ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ብምግቢ ዓርስኻ ንምኽኣል ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲ መርአዪ ኢዮም ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተውሃበ ዝርከብ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይቕፅል ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን ኢሬቻን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበሩ ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ÷ እቶም በዓላት ባህላዊን መንፈሳዊን ክብቲታቶም ሓሊዮም ብዘይ…