Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቁፅሪ ወታደራት እታ ሃገር ብ180 ሺሕ ንኽውስኽ ትእዛዝ ሂቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ቁፅሪ ወታደራት ሩሲያ ንምውሳኽ ዘኽእል ኣዋጅ ከምዝፈረሙ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ሓፈሻዊ…

ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ…

ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ "ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም" ምድላው ተዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣሰናዲእኻ ንምዝዛም ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሒን ከምዝሰደ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ…

ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ “መለለዪ መንነት” ሎሚ መዓልቲ 6 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…

በዓል መውሊድ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ኣብ ከተማታት ኛው ሃረር፣ ጎንደር፣ ጅማ ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል መውሊድ ሰናይ ተግባራት ነቢይ መሓመድ (ሰዓወ) መምርሒ ህይወት ንምግባር ብምሕሳብ ዝኽበር በዓል ኢዩ። ኣብ ከተማ ሃረር ሸዋበር ኣብ ዝተባህለ…

ኣብ ማራቶን ሲድኒ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውስትራሊያ ሲድኒ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ብብርኪ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ዝተውሃቦ ማራቶን ሲድኒ÷ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ 2:21:40 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን። ብላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሓይሊታጥ ጦር፣ ተሸላሚ ሜዳይ ቀዳማይ ደረጃ ጥቁር ኣንበሳ ዝለዓለ ተግባር ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ መበል…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ደርቢ ሰሜን ለንደን ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ደርቢ ሰሜን ለንደን ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ። ኣብ ደርቢ ሰሜን ለንደን ጋንታ ቶተንሃም ሆትስፐር ንጋንታ ርሰናል ተተኣናግደሉ ፀወታ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ።…

በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…