ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ መሰረት ዝገበረ ዝተዋደደ ብሄራዊ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ኢንፎርሜሽንን (ኢመደኣ) ምስ ምምሕዳር ማሕበራዊ ውሕስና ሰራሕተኛታት ውልቀ ትካላትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናይ ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ብሪታኒያ ኣፍልጦ ሰሪዛ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብገበን ስለላ ዝጠርጠረቶም ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ብሪታኒያ ኣፍልጦኦም ከምዝሰረዘት ኣፍሊጣ፡፡ ኣገልግሎት ፀፅታን ድሕንነትን ሩሲያ ኤፍ ኤስ ቢ÷ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ድሕንነት ሩሲያ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅስቓስ እናገበሩ ከምዝነበሩ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ – ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ ክትብል ኣብዚ ዓመት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 600 ነጥቢ 575 ውፅኢት ዘምፀአት ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ ገሊፃ። ተምሃሪት ሲፌኔ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብ ዝገበረቶ ፃንሒት÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ንኢትዮጵያ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት መበል 88 ሙሉ ኣባልነት ከምዝሃባ ተዛሪበን፡፡ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ኣርሰናል ንምፅናሕ ዘኽእሎ ውዕሊ ኣናዊሑ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ኣብታ ጋንታ ንተወሰኽቲ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ኣናዊሑ፡፡ ብመሰረት እዚ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ኣብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ንተወሰኽቲ ሰለስተ ዓመታት ንምፅናሕ ዘኽእሎ ክታም ምንባሩ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝለዓለ ብቕዓት ዘኻበቱ ሰብሞያ ንምፍራይ ዘኽአለ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሲቪል ይኹን ሃይድሮ ሜካኒካል ስራሕቲ ዝዓዘዘ ብቕዓት ዘኻዕበቱ ሰብ ሞያ ከፍሪ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ ኤፍሬም ወልደኪዳን (ኢ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት…
ጥዕና ጥንቃቐ ዝጠልብ ኣመጋግባ እዋን በዓል Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንድሕር ዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ኣመጋግባ እዋን በዓላት ጥንቃቐ ዝተመልኦ ምግባር ከምዝግባእ እውን ሰብ ሞያ ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ ቅብኣት ዝበዝሖ ምግቢ ምምጋብ ከሽዐ ንሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊትን ትካላተን ብሓባር ምስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ሓፂር ርሕቐት ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ ታቢሂሉ። ኣዘዝቲ ጥሙር ጦር ደቡብ ኮሪያ ከምዘሓበሩዎ÷ ሰሜን ኮሪያ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ባለስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ ንጉሆ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ተኲሳ። ብዙሕ ናይ ሓፂር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ንዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ናብ ዕዳጋ ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 250 ሞዴል “N7 ፒክ ኣፕ” ተሽከርካሪት ንምፍራይ ሓሲቡ እናሰርሐ…