ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት 9 ሚሊየን ሄክታር ዝፅጋዕ መሬት ስርናይ ክፈሪ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ 8 ነጥቢ 5 ክሳብ 9 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኸውን መሬት ስርናይ ፍከሪ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከይዲ ኣተኣኻኽባ ስርናይ…