ሓይሊ ኣየር ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ ኢሎም።
እቲ ሓይሊ ኣየር ንሰለስተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ኣብረርቲ፣ ሕፁያት መኮንናትን ቴክኒሻናትን…