ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 2018 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ፈተናታት ትምህርቲን ምዘናናን ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ዝነበረ ፃንሒት ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ረኺብና ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዓመታዊ ኣኼባ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝነበሮ…
ቢዝነስ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 1 ሺሕን 723 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ አእቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ልምዓት ሃፍቲ መዓድን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ 1 ሺሕን 723 ኪሎ ግራም ወርቂ ካብቲ ክልል ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣቲዩ ኢሉ። የሓላፊ እቲ ቢሮ ቱጃኒ ኣደም ከምዝበሉዎ÷ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ልዕሊ 7 ሺሕ ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ከምዝርከብ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ግሩፕ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ኣይተ ኣመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን ቆራፅ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣመድ ሺዴ ገሊፆም። ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ሰብ ሞያ ሚዲያ ሎማዓንቲ ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ንዝሳለጥ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር እጃሞም ንኽፃወቱ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ያታታት ዝኾኑ ሃገራዊ ፕሮጀክታት Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያዊያን ሓበራዊ ምትሕብባር ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዛዘመ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ድማ ህንፀቶም ዝተጀመሩ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ድኽነትን ካብ ምስዓር ሓሊፉ ሓበራዊ ያታታት ኢዮም ኢሎም ምሁራንን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታተ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዝቐረቡ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- 1ይ. ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቁፅሪ ኣባላት ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባሩ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባር ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ዋና ኣዛዚ መበል 11 እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ኣድማሱ ኣለሙ። "ሰላም ንኩሉ፣ ኩሉ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት…