Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሰርሐቶ ስራሕ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓምለዋይ ኣሰርን ትሩፋት ሌማትን ኣቢላ  ሉኣላዊነት ንምርግጋፅ ዝወገነቶም ተግባራት ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሉ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ)። ሚኒስቴር ሕርሻ ምሽ ፋኦ ብምጽኽብባር "እጅ ንኢድ ንዝሐሸ ስርዓተ…

ኣብ ፈተነ ዝርከብ ቅልጡፍ ናይ ቻይና ኤሌክትሪክ ባቡር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ሲኣር450 ዝብል ስያመ ዝሃበቶ ካብ ዓለም ቅልጡፍ ናይ ኤሌክትሪክ ባቡር ኣብ ፈተነ ኣውዒላ፡፡ በዓል ጥይት ቅልጣፈ ዘለዎ ባቡር ዝተብሃለ ካብ ዓለም ዝቐልጠፈ ባቡር ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ቻይና ሻንጋይ መስመር ባቡር ቼንግዱ ፈተነ ምንቅስቓስ…

ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ…

ልዕሊ 107 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 107 ሺሕን 191 ሓደሽጺ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኮይኖም ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣፈፃፅሙኡ…

ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዑ ሶፍ ዑመር ብዝብል…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ…

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናውን ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ሚሊኒዬም ኣዳራሽ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናው ኣስከሬንን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ፈተውቲን ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡…

ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ንጎዚ ኦኮንጆ ኢዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኢትዮጵያ ናብቲ ትካል ንምእታው ትገብሮ ከይዲ ምቅልጣፍ ኣብ ዝከኣለሎም…

ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ 2025 ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ሹሬ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 03 ሰከንድንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ካሊ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ከበደ ድማ ሳልሰይቲ…