Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር…

ዘተኣተማምን ስርዓት ፋይናንስ ምህናፅ ዘኽእል ኢንስቲትዩት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስራሕ ኢንስቲትዩት ዝተመስከረሎም ሰብ ሞያ ሒሳብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ምጅማር ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዘበናዊን ዘተኣማምንን ስርዓት ፋይናንስንት ብምህናፅ ንሓፈሻዊ ዕቤት…

ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ “ንኢትዮጵያ ብንግዲ ብምትእስሳር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ምስግጋር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከይዲ ኣባልነት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት እታ ከተማ ውቅብቲን ምቹውቲን ገይሩዋ – ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ተፈላጥነት ዘትረፈት ማላዊት ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊራ ተመልኪታ፡፡ ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ተዓዋቲት ሽልማት ግራሚ ኣዋርድ፣ ተኻታዒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኣፍልጦ…

ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ መቐለ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝስራሕ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄነራል…

ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ጉባኤ…

“ጊፋታ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ልዑል ትርጉም ኣለዎ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣዩኔስኮ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ኢሉ እውን ንህዝቢ ወላይታ ልዑል ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ። በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣብ ሕቡራት…