Fana: At a Speed of Life!

2 ሺሕን 900 ሜትሮ ዝነውሕ ድልድል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና እናተሃነፀ ዝርከብ ነዊሕ ድልድል ኣብ ቀረባ እዋን ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ጉዊዡ ዝተሃነፀ ነዊሕ ድልድል ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዉ ፍተሻ እናተገበረሉ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…

ፈላማይ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ካብ ትሽዓተ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ዘፈር ሕርሻ፣…

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ዋልያታት ሽመልስ በቀለ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝተርኣዩን ናይ ባዕሎም ኣሰር ከንብሩ ዝኸኣሉን ተፃወትቲ ሓደ ዝኾነ ነበረ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሽመልስ በቀለ ኢዩ፡፡ ናይ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ ኣብ ሃዋሳ ኮረም ሜዳ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ብብርኪ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣገልግሎት ጉቦ ዝሓተቱ ኣመራርሓ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትካል ቄራታት ዝወሃብ ኣገልግሎት ንምርካበ ዝኸዱ ተገልገልቲ ገንዘብ ዝሓተቱ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣመራርሓ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ እቶም ተጠርጠርቲ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሰይድ እንድሪስ ከማልን ምክትሎም ኣይተ የሱፍ…

ቡካዮ ሳካ ንኣርባዕተ ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ መስመር ኣርሰናል ቡካዮ ሳካ ብጉድኣት ምኽንያት ንኣርባዕተ ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ኣርሰናል ንሊድስ ዩናይትድ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ኣብ ዝሰዓረትሉ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ናይ ኣፍሪካ ፅባሕ ክውስኑ ዝኽእሉ ስራሕቲ ምውጋን ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተለዋዋጢ ኣብ ዝኾነ ዓለም ናይ ፅባሕ ኣፍሪካ ክውስኑ ዝኽእሉ ስራሕቲ ብምትሕብባር ትብብር ምውጋን የድሊ ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ መበል 41 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሕብረት ምዘናታት ትምህርቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ንኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 41 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሕብረት ምዘናታት ትምህርቲ ኣፍሪካ ከምዝበሉዎ፤…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕ ምርግጋእ ዕዳጋ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ፍርያታት ብስፍሓት ብምቕራብ ስራሕቲ ምርግጋእ ዕዳጋ እናተወገነ ይርከብ፡፡ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን እታ ከተማ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ምድላው ሆቴላት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንዝካየዱ ዓለም ለኸ ጉባኤታት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴላት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጳጉሜንን መስከረምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየዱ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉባኤታት ኣድላዪ ምድላው እናገበራ ይርከባ ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ፡፡ ቅነ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት፣ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ…

ኤቨርተን ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18  ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኤቨርተን ንብራይተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኤቨርተን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኒዲያዬን ጋርነርን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኤቨርተን ፈላማይ ዕላዊ ናይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወታኣ…