Fana: At a Speed of Life!

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደተ ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ኣብ መልእኽጾም፥ በዓል…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ፡፡ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ካርፎር ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዕቤት ዘፈር ነግዲ…

ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡ ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ…

ቦርድ መረፃ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሐፁያት ስርዓት ምዝገባ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ምዝገባ ኣጀሚሩ። ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ምዝገባ ናብ ስራሕ ንምእታው ልዕሊ ሓደ…

ትካል ቄራታት ንበዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ንማሕረዲ ተሰናዲአን ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል በዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ተዛዚሙ ኣሎ ኢሉ ኣዲስ ኣበባ ትካል ቄራታት፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙልነህ ደሳለኝ ከምዝበሉዎ÷ ንበዓል ልደት ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ቄራን ጨንፈር…

ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡ ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሼክ ካሊፋ ቢን ኣሊ ኣል ሃርቲን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኦማንን ዘሎ ዝፀንሐ ርክብን ሓበራዊ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ፡፡ እታ ጋንታ ን14 ኣዋርሕ እናመርሑ ንዝነበሩ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ምስንባታ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ብሩበን ኣሞሪም እናተመርሐት ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ብምምልካት ን300 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ልዕሊ 300 ሺሕ ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት እታ ከተማ ምንም ፍልፍል ኣታዊ ንዘይብሎም፣ ንማሕበራዊ ፀገም ንተቓልዑ፣ ትሑት…

ጠለብ ዝሕደስ ሓይሊ ካብ ዝምልሱ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ኮይሻ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ትኹረት ብመሃብ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ውፅኢታዊ ተግባራት ኣሳሊጣ ኢያ። ብፍላይ ዓንዲ ሑቐ ህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ዝኾነ ልምዓት ዝሕደስ ሓይሊ ብዝወገነቶ ተግባር ዝተረኸበ ውፅኢት ኣዚዩ ዘዕግብ ኢዩ።…