ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሓይ ልደትን ትርጉሙን… Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀትሪ ሓፂር ለይቱ ድማ ነዊሕ ዝበሃል ፀሓይ ልደት ዑደት ሕምባበ መሬት ዝፈጥሮ ከምዝኾ ኣብቲ ዓወዲ ዝተዋፈሩ ሊቃውንቲ ስነ ፈለክ ይሕብሩ። መሬት ኣብ ናይ ባዕላ ዘንጊ ኣብ ዙሪያ ፀሓይ ምሕምባባ ንምፍርራቕ ቀትን ለይቲን ከምኡ እውን ንፍልልይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ዓቕምና ንምዕባይ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ጉዳይ ህልውና እናኾነ ብምምፅኡ ኣብቲ ዓውዲ ቕምና ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ‘ልዕልና ኤሌክትሮማግኔቲክ ስፔክትረም ንሉኣላዊነት ሃገር’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት … Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሓበሬታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ የመላኽት። ኢንቨስትመንትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ማእኸል ምዕባለ እታ ሃገር ንምግባር ብትኹረት…
ስፓርት ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ታሕሣሥ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ሎሚ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተወደበ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉ ዘሰናደአን ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ንተዓወትቲ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉን ብምምልካት ዘሰናደአን ክልተ ዘበናዊ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ተዓወትቲ ንዝኾኑ ዓማዊሉ ኣረኪቡ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ተወሳኺ ሽዱሽተ ዘበናዊ መኻይን ዕፃ ሽልማት ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ጥዕና ንምዝማን ዘፈር ውልቀ ምስ መንግስቲ ሓቢሩ ክሰርሕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መንግስቲ ኣገልግሎት ጥዕና ንምዝማን ኣብ ዝሰርሖ ስራሕ ዘፈር ውልቀ ብምትሕብባር ንኽሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ዘበኑ ብዘፍረዮም ቴክኖሎጂታት ዝተሓገዘ ዕዙዝን ስሉጥን ኣገልግሎት…
ቢዝነስ ሕብረተሰብ ብዲጂታል ኣማራፂታት ብምጥቃም ዕድጊት ክፍፀም ይግባእ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጥቕኡ ዝርከቡ ማእኸላት ዕፋጋን ዲጂታል ኣማራፂ ዕድጊትን ብምጥቃም ኣድላዪ ንዘይኮነ ወፃኢ እንተይተቓለዐ ዕድጊት ክፍፅም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ፋይዳ መለለዪ መንነት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብብርኪ ሃገር ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻርን ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ትካላት መገዲ ክልል…