Fana: At a Speed of Life!

ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብብርኪ ሃገር ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻርን ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ትካላት መገዲ ክልል…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ዘይትካእ እጃም ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ምድማር መንግስቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ግደ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ብምእማን ንተግባራውነቱ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 75 ዓመት…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ስራሕቲ ምክልኻ ገበን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ቴክኖሎጂ ብዘሰጋግር መልክዑ ክትግበር ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ስራሕቲ ምክልኻ ገበን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ቴክኖሎጂ ብዘሰጋግር መልክዑ ክትግበር ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቂልፊ ስትራቴጂ…

እቲ ሓዱሽ መምርሒ ጉምሩኽ ግልፅነት ዘለዎ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ንኽህሉ ዘኽእል ኢዩ – ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሓዱሽ መምርሒ ጉምሩኽ ግልፅነትን ተኣማንነትን ዘለዎ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ንኽህሉ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ፡፡ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሓዱሽ መምርሒ ኣተማምና ዋጋ ሸቐጣት ጉምሩኽ ልዑል ተገዛእነት…

ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስን ኢዩ – ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስንን ኩሉ ብሓባር ፀኒዑ ጠጠው ዝብለሉን ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኢዩ ኢሎም። ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይ ወደብ ጉዳይ…

ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ሓሳብ ብተግባር ዝገለፀ ስምምዕነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ናይ ምሃብ ኣጀንዳ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካ ሳይንስ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል…

ኢትዮጵያ መብፅሒት ቱሪዝም ቡን ምዃና ንምርኣይ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ቱሪዝም ቡን ብዝምልከት ንሸብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ነርሃ ግብሪ መዕበዪ ግንዛበ እናካየደ ይርከብ። እቲ መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዓረቢካ ቡን ዝርከበላ ሃገር ከምዝኾነት ብምጉላህን ቡን ምስ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ዘለዎ ልዑል ምትእስሳር…

ማርቲን ኦዴጋርድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡ ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ…

ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ምቅልጣፍ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…