ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ… Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኦም ኣንፈታት ትኹረት መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 መንግስቲ ከየዲ ህንፀፅ ሃገር ንምፅናዕን ኩለመዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ጉዳያት ትኹረት ገይሩ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ ዲሞክራሲ ምህናፅ፣ ትካላት ምጥንኻን ብጄራዊ ምርድዳእ ምፍጣርን፡፡ እዞም ሰለስተ ዓምዲታት ሃገራዊ ሓድነት፣ ሰላምን ምዕባለን፣ ከምኡ እውን ዜጋታት ኣብ…
ስፓርት ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእ ይፍፅም ኣሎ – ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ይፍፅም ኣሎ ኢሎም ኣቦ ወምበር ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ኢብራሂም ሃሩን። እቶም ኣቦ ወምበር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ መንግስቲ…
ስፓርት ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኣሸብር ውሮ ብፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ። ሕብረተሰብ ምድላው መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ etaf90years.com ሓፈሻዊ ሓበሬታ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 2025 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ቡርኪናፋሶን ኢኳቶሪያል ጊኒን ቀት ሰዓት 9:30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ፊርማ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝበሉዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ… Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሙሉቀን ቀሬ፡፡ እቶም ሚኒስቴር ዴኤታ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣብ ዝገበሩዎ ገለፃ፥ እቲ…