ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ… Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሙሉቀን ቀሬ፡፡ እቶም ሚኒስቴር ዴኤታ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣብ ዝገበሩዎ ገለፃ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እዋን ናብ እዋን ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተሰርሑ መካተቲን ኣሳታፊን ስራሕቲ ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ…
ቢዝነስ ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ክፍሊት ፈጢሞም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ኣቢሎም ክፍሊት ፈጢሞም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ እቶት ዳዊት ውብሸት፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፤ ዳታ መሰረት ዝገበረ ስርኣት ኣተኣኻኽባ እቶት ንምህናፅን ዲጂታላይዜሽን ጋህዲ ንምግባርን…
ቴክኖሎጂ ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኣሽከርካሪን ተሸከርካሪን ኣዲስ ኣበባ ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሽክርካር ምሃብ ኣጀሚሩ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ደሳለኝ ተረፈ (ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ናይ ነዊሕ እዋን ሕቶታት ፍትሓውነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ስትራቴጂ ራኢታት ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030… Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ሰለስተ ቁልፊ መሰረታዊ ራኢታት ተሓኒጊጡ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መዛዘሚ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025ን ስነ ስርዓት ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ስትራቴጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ 55 ሚሊየን ሰባት ተጠቀምቲ ቴሌብር ኮይኖም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 30 ሚሊየን ዝኾኑ ወነንቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተዛሪቦም፡፡ ንእዋኑ ዝምጥን ለውጢ ንምምፃእ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማ ምሸት ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካዩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ሸውዓት ግዘ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ምስ ዚምቧቡዌ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ…
ቢዝነስ 4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ 17 ክሳብ 18 መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ልዕሊ 7 ሚኢታዊ ዓለም ለኸ መራሕቲ ቢዝነስ፣ መውፃእቲ ፖሊሲን መሓዙት ትካላት ልምዓትን ዝሳተፉ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ ዘተኣማምንን ዘላቒ ሰላምን ንምዕሳል ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምትሕብባር ኣቢያተ ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘይትሳተፍ ኣርባዕተ ግዘ ሻፒዮን እቲ ውድድር ዝኾነት ጋና Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሳተፋ ሃገራዊ ጋንታታት ሓንቲ ኣርባዕተ ግዘ ፅዋዕ እቲ ውድድር ዝዓተረት ጋና ትፅራሕ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ከዋኽብቲ ዘርአየትና ጋና ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ…