ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ኣብ ዝተኻየዱ ልዝባት ብዛዕባ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕ ከምኡ እውን ኣብ ክልል ትግራይ ልዝብ…
Uncategorized ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ን 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ማእኸል ዕዳጋ 4 ኪሎን መኪና መቖሚን መሪቐን ንኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ ኢሉ ፓርቲ ብልፅግና፡፡ እቲ ፓርቲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ብምትካል ምብራኽ ከምዝከኣል ኣርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ ኢሎም። ኣይተ ሽመልስ ፅባሕ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓደ ፀሓይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ካብ ፅባሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ኣለና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መላእ ክፋል ሃገርና ብዙሓት ዜጋታት ክሳተፉ ብምግባር ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ትፅቢት ይግበር ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት ፃውዒት ሓገዝ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሃንዲስ ፀብፃብ ምርመራ እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት ብዘጋጠሞ ሕመም ፃውዒት ሓገዝ ቀሪቡ፡፡ እቲ ጋዜጠኛ ዘለዎ ኩነታት ሓዊሱ ሓፈሻዊ ከይዲ ሕክምና ኣመልኪቱ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት መግለፂ ሂቡ። ጋዜጠኛ ብርሃኑ ወ/ሰማያት…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺበ ኢሉ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2017/18 ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ "ብምትካል ምብራኽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ወጋሕታ ምስ ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን እቲ ምምሕዳር ከተማን ሚዲያን ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን። እተን ከንቲባ ምስቶም ሰብ ሞያ ብምዃን ኣብ ወሰን ሩባ ቀበና…