ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር ብቋንቋ ሲዳምኛ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ…