Fana: At a Speed of Life!

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ አሊ ዩሱፍ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣቦ መንበር ኣብቲ እዋን ዘተ፤ መገዲ ሰላም ሶማሊያ ንምድጋፍ እቲ ሕብረት ዘለዎ ቆራፅነት ኣረጋጊፆም። ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ…

ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ንንምፍራም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደርላንድ ንነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ግራኒት ዣካ ካብ ባየርሊቨርኩሰን ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ፡፡ ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየት ጋንታ ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ዝውውር 20 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ ወዲ 32 ዓመት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ምስ ዝተረኸቡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምዃን ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ – ጂኦርጂያ ሜሎኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ ኢለን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር እዚ ዝበላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ…

ብተተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ወፃኢ ድሒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝፈረዩ ተካእቲ ፍርያታት 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምድሓን ክኢሎም ኢሉ። ኣብቲ ማኒስቴር ፈፃ ስራሕ ተወዳዳራይነት ተካእቲ ፍርያታት መሰይነህ ውብሸት ንፋና ሚዲያ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ጀልባታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምግጥጣም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣገልግሎት ትራንስፖርት ማይ ዝህባ ጀልባታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምግጥጣም ይስራሕ ኣሎ አሉ። ዋና ፈፃ ስራሕ እቲ ትካል በሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ማይ ኣመልኪቶም ኣብ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣማሲዮም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ቡን መሰረታዊ ለውጢ ኣመዝጊባ ኢያ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ቡን መሰረታዊ ለውጢ ኣመዝጊባ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ብምትሕብባር ዝተሰናደአን ኣብ ለውጢን ዕቤትን ቡን ኣፍሪካ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ 2ይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ተረባሕነት መናእሰይ ማእኸል ብምግባር ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ተረባሕነት መናእሰይ ማእኸል ብምግባር ትሰርሕ ኣላ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። "መናእሰይ…

ዋጋ ቤንዚል፣ ፃዕዳ ናፍጣን ኬሮሲንን ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ቤንዚል፣ ፃዕዳ ናፍጣን ኬሮሲንን ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲን ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ…