Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ነቲ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ 4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 4 ሜዳሊያታ ወርቂ፣ 3 ብሩርን 5 ሜዳሊያታት ነሓስን ከምኡ እወን…

ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 300 መናእሰይን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተሳቲፎም።…

ቦርድ መረፃ ን45 ንተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ኣፍፈልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡ 45 ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ሂቡ። ነቶም ተዓዘብቲ ኣፍልጦ ዝተውሃበ እቲ ቦርድ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት እንትኸውን፤ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡን መለክዒ ንዘማልኡን…

ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ካብ ወፃኢ ንግዲ ትረኽቦ ኣታዊ ንምድንፋዕ…

ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ…

ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ መድረኽ…

መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዝሓፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ። "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ሓይሊ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዲኦ ከተማ…

መንግስቲ ንህዝቢ ተረባሕቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣካይዱ ኢዩ – ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንህዝቢ ተረባሕቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣካይዱ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር…

ዝለዓሉ ሕቶታት ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ዘልዕሎም ሕቶታት ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር"…