Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ጭቡጣት ውፅኢታት ይምዝገቡ ኣለዉ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ጭቡጣት ውፅኢታት ይምዝገቡ ኣለዉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፡፡ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ዘተ ተኻዱ።…

ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ንእትርከብ ኩለመዳይ ልምዓት ተሳትፎ ዜጋታ ዕዙዝ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ንእትርከብ ኩለመዳይ ልምዓት ተሳትፎ ዜጋታታ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፡፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ዘተ ተኻዱ።…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማ ነበርቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ጠዋሪን ደጋፊን ንዘይብሎም ዓቕመ ደካማታት፣ ንጉዱኣት ኣካል፣ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን ነበርቲ እታ ከተማ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ…

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ብብሄራዊ ረብሓ ዘይደራደርን ዜጋ ንምፍጣርን ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ልምዓት ኪነ ጥበብን ፈጠራ ኪነ ጥበብን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር…

ዘተኣተማምን ስርዓት ፋይናንስ ምህናፅ ዘኽእል ኢንስቲትዩት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስራሕ ኢንስቲትዩት ዝተመስከረሎም ሰብ ሞያ ሒሳብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ምጅማር ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዘበናዊን ዘተኣማምንን ስርዓት ፋይናንስንት ብምህናፅ ንሓፈሻዊ ዕቤት…

ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ “ንኢትዮጵያ ብንግዲ ብምትእስሳር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ምስግጋር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከይዲ ኣባልነት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት እታ ከተማ ውቅብቲን ምቹውቲን ገይሩዋ – ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ተፈላጥነት ዘትረፈት ማላዊት ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊራ ተመልኪታ፡፡ ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ተዓዋቲት ሽልማት ግራሚ ኣዋርድ፣ ተኻታዒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኣፍልጦ…

ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ…