ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ መቐለ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝስራሕ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጊፋታ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ልዑል ትርጉም ኣለዎ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣዩኔስኮ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ኢሉ እውን ንህዝቢ ወላይታ ልዑል ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ። በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ሓሲየን ኢየን – ግብፃዊ ኣክቲቪስት Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብምቕራብ ንህዝቢ እናሰሓሓታ ነይረን ኢሎም ግብፃዊ ኣክቲቪስት ሃምዲ ሱሌይማን፡፡ ምስ ፋና ዓረብኛ ፖድካስት ፃሒት ዝገበሩ ሱሌይማን፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ ኢሉ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮማንደር ኣንተነህ ቴዎድሮስ ከምዝበሉዎ÷ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ስለዝተመሓየሸን ዘተኣማምን ሰላም ስለዘሎን ነበርቲ…
ስፓርት ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን "ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ…