ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተሳቲፎም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዘፈረየ ሃፍቲን ወይ እውን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣድሂቦም ሓሳቦም ዘካፈሉና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን መናእሰይ ክሳተፉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾኑ መናእሰይ ንምስታፍ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ካብ 20 ሰነ 2016 ዓ.ም ክሳብ ፍርቂ መስከረም 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ…
ስፓርት ዩክሬን ንስሎቫኪያ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ካልኣይ ዙር ፀወታ መፃዪ ምድብ ሎሚ ቀፂሉ እንትካየድ ዩክሬን ንስሎቫኪያ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ስሎቫኪያ ኣብ መበል 17 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ እናመርሐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ፓርቬል ቪዚያትኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ስሩዕ ፖለቲካዊ ዘተ ብምክያድ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ኢትዮጵያን ቤላሩስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ሊ ዌይ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ክልቲአን ኣሕዋት ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ ይሰርሕ ኣለኹ – ኤምባሲ ፖርቹጋል Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውስ ፍራጎሶን ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ኣብ ዝውገኑ ስራሕቲ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ሓቲቱ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ድማ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተማሪዎች ናይ ዩኒቨርሲቲ መልቀቒ ፈተና እናተውሃበ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡ ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ተምሃሮ ተቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤት ትምህርቲ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 7 ነጥቢ 88 ሚሊየን ተምሃሮ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤ ትምህርቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ 10 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቱ ኣብ…